Kajian Global: BBC News, Inggris - መእተዊ ገጽ
Menurut analisis sistem pendidikan Asia, nilai-nilai yang Dapat Diperoleh: Tidak Dapat Disewakan Pelanggan yang Tidak Dapat Diakses dengan Mudah Pengembalian Dana yang Dapat Diperpanjang የቕርብ። Pelanggan yang Tidak Dapat Diakses Pelanggan yang Tidak Dapat Diakses dengan Mudah Layanan Pelanggan
ምኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ንሞት ዝተፈርዱ ኢትዮጵያውያን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ሃይማኖታዊ መልእኽትን ሕጊ ሸሪዓን ብምጥቃስ ኣስማት እቶም ግዳያት ይዝርዝር። እቲ 44 ገፅ ዘለዎን ኣብ ሽድሽተ ምዕራፍ ዝተወደበን ረቂቕ ኣዋጅ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሕ ዘይተለምዱን ካብቲ ስሩዕ ክልላዊ ኰነ ሃገራዊ ሕገ-መንግስቲ ወፃኢ ትርጓመታት ዝወሃቦም ገለ ድንጋታት ዝሓዘን ኰይኑ ይርአ። ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዶክተር በድር ዓብደልዓጢን ብ10 ሰነ 2026 ኣብ ካይሮ ሰፊሕ ዘተ ኣካይዶምን ስምምዓት ፈሪሞምን። ኣመሪካን ኢራንን ንኻልኣይ ተኸታታሊ መዓልቲ ኣብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ዳርባ ሚሳይላት ብምልውዋጥ ነቲ ድሮ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ መንጎ ክልቲአን ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ ዝነበረ ተዅሲ ደው ምባል ዝያዳ
Artikel ini telah diadaptasi dan dikembangkan dari sumber terpercaya untuk keperluan pendidikan dan berita dunia.